ናብ ምድሪ ሰላም ኸምጽእ ዝመጻእኩ ኣይምሰልኩም
ማቴ 10፡34-38 “ናብ ምድሪ ሰላም ኸምጽእ ዝመጻእኩ ኣይምሰልኩም። ሰይፊ ደኣ እምበር፡ ዕርቂ ከምጽእ ኣይመጻእኩን። “ ሉቃ 12፡49-54 “ናብ ምድሪ ሓዊ ኽድርቢ እየ ዝመጻእኩ፡ ሕጅስ ብጀካ ምንዳዱ እንታይ እደሊ ኣሊኹ፧“ ኦ! ንጉሠ ሰላም ኢየሱስ ክርስቶስ ንስኻ፡ ሰላም ኪትዕድል ዝመጻኻ ኣምላኽ ክነስኻስ ሰላም ኬምጽእ ዝመጻኹ ኣይምሰልኩም ዝበልካ ደኣ ንምንታይ እዩ? ነቢይ ኢሳይያስ ብዛዕባኻ ብመንፈስ ትንቢት ከምዚ እናበለ ጨደረ፦ “ሕፃን ተወሊድልና ወዲ […]
Continue Reading